1:15ዓይነታት መጥቓዕቲመጥቃዕቲ ናይ ኢፒለፕሲ ዝተፈላለየ ገጻት ክህልዎም ይኽእል። ኣድላዊ: ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ 2021። Swiss League Against Epilepsy 2021.bosdeuengfraitaporsqitamtirturSchweizerische Epilepsie-Liga
1:15ናይ መጀመርታ ሓገዝ መጥቓዕቲ ምስ ዘጋጥምኣገዳሲ፣ ካብ ማህሰይቲ ተከላከለሉን ምስኡ ድማ ጽናሕ። ኣድላዊ: ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ 2021። Swiss League Against Epilepsy 2021.bosdeuengfraitaporsqitamtirturSchweizerische Epilepsie-Liga
1:11መተስኢ አፒለፕሲ ኩሉ ግዜ ንምንታ መጥቃዕቲ ናይ ኢፒለፕሲ ኣጋጢሙ ንምርካቡ ቀሊል ኣይኮነን- ግን ከኣ መፍታሽ ዋጋ ይህልዎ። ኣድላዊ: ስዊዛዊ ማሕበር ናይ ኢፒለፕሲ 2021። Swiss League Against Epilepsy 2021.bosdeuengfraitaporsqitamtirturSchweizerische Epilepsie-Liga