0:00 → 0:05
ኢፕለፕሲ ዘለዎም ሰባት ዝተፈላለዩ እዮምን ዝተፈላለየ መጥቓዕቲ ድማ የጋጥሞም።
0:06 → 0:09
ብተወሳኪ ድማ ዓይነት መጥቓዕቲታት ይፈላለዩ።
0:09 → 0:12
ሓደ ዓቢ ዘንቀንጥቅጥ መጥቓዕቲ ድማ ቶኒሸ-ክሎኒሸር መጥቓዕቲ ይበሃል።
0:13 → 0:16
ቅድም ድማ ግራንድ-ማል-ኣንፋል ተባሂሉ ይስመ ነይሩ።
0:16 → 0:19
እዚ ድማ ሰባት ሃለዋቶ ም ብምጥፋእ ንክወድቁ ይገብር።
0:21 → 0:24
ሰውነት ኣብ ወጥሪ ይኸውንን ፈንጠርጠር ድማ ይብል።
0:24 → 0:26
ሓደ ሓደ እዋን ግዳያት ብኣፎም ዓፍራ ይወጽእ።
0:26 → 0:28
ወይ ድማ መልሓሶም ይነኽሱ።
0:29 → 0:32
ሓጺር ጥራሕ ዝኾነ መጥቃዕቲ ድማ የጋጥም፣ እቲ ግዳይ
0:33 → 0:34
ንዝተወሰኑ ካሊእታት ጥራሕ ህላዊኡ ይስሕት።
0:34 → 0:39
ኣብሰንስ (ዘይምህላው) ተባሂሉ ድማ ይስመ፣ ኸም ቡኹር (ኣቨሰንሃይት) ኸም ማለት እዩ።
0:39 → 0:43
ካብኡ ሓሊፉ ድማ ፎካል መጥቓዕቲ ዝበሃል ኣሎ፣ እዚ ድማ ክፋል ናይ ሓንጎል ጥራሕ
0:43 → 0:44
ልክዕ ኣይሰርሕን።
0:44 → 0:48
ሓደ ሓደ ግዜ ኢድ ጥራሕ የንቀጥቅጥ፣ ወይ ድማ ክዳኑ ይውጥጥ።
0:48 → 0:50
ወይ ድማ ድምጺ ብኣፉ ይገብር።
0:50 → 0:54
ሓደ ሓደ ግዳያት እቲ መጥቃዕቲ ዝፍለጦም ክኸውን እንከሎ ካሎኦት ግን ኣይፍለጦምን።
0:55 → 0:58
መብዛሕቱ ግዜ እንታይ ኸም ዘጋጠሞም ኣይዝኩሩን።
0:59 → 1:02
ብዙሓት ግዳያት ድሕሪ ዓቢ መጥቓዕቲ ዕረፍቲ ይደልዩ፣
1:02 → 1:04
ስጋብ ምሉእ ብሙሉእ ናብ ንቡር ስጋብ ዝምለሱ።
1:04 → 1:07
ስለዚ ድሕሪ ሓደ መጥቓዕቲ ዘድልየካ ግዜ ውሰድ፣
1:08 → 1:10
ወይ ድማ ንካልኦት እቲ ዝደሊዎ ግዜ ሃቦም።
1:11 → 1:14
ንተወሳኺ ሓበሬታ www.epi.ch/tir