0:01 → 0:04
ኣብዚ ሎሚ እዋን ሰባት ነዊሕ
እዋን ይነብሩ።
0:04 → 0:07
እዚ ጽቡቅ እዩ ግን ምስኡ ድማ
ጸገማት ይመጺእ።
0:08 → 0:11
ስለምንታይ ኩሉ ግዜ ቡዙሓት
ሽማግለታት ይህልዉ፣
0:11 → 0:13
ሓዲሽ ኢፒለፕሲ ዘማዕብሉ።
0:14 → 0:18
መብዛሕቱ ግዜ ብሓደ ክፋል ናይ ሓንጎል
ጥራሕ ዘጥቅዕ ይቃለዑ።
0:19 → 0:23
ግዳያት ኣብ ከምዚ ዝበለ መጥቃዕቲታት ካብ ካሊእታት
ስጋብ ደቃይቅ ሃለዋት የጥፍኡ
0:23 → 0:25
ወይ ኢድ ቀጥቀጥ የብል።
0:25 → 0:28
ሓደ ሓደ ንክዳን ይነኽሱን ይቀዱን።
0:29 → 0:34
እዞም ነኣሽቱ መጥቃዕትታት ሽለል እልካ
ይሕለፉ ወይ ድማ ብጌጋ ይርድኡ።
0:35 → 0:39
በይኑ ዝነብር ዋላ ሓደ ሰብ ይብሉን ነቲ
መጥቃዕቲ ዝዕዘብን
0:39 → 0:42
ብዛዕብኡ ዝሕብርን፣ እዚ ድማ ነቲ መርመራ
ኣሸጋሪ ይገብሮ።
0:43 → 0:47
ድሕሪ ሓደ መጥቃዕቲ ንብዙሕ ሰዓታት ክጸንሕ
ይኽእል ስጋብ ሓደ ሽማግለ
0:47 → 0:52
ሙሉእ ዝድሕን፣ ኣብ ከበድቲ መጥቃዕቲ ስጋብ
መዓልታት ክጸሕ ይኽእል።
0:52 → 0:56
ኣብዚ እዋን ግዳይ ክደናገር ይኽእል ወይ ድማ
ናይ ምዝካር ሃጋፋት ክህልዎ ይኽእል።
0:56 → 1:00
ሓደ ሓደ ግዳያት ወይ ድማ ቀረቡ
ብጌጋ ይኣምኑ
1:00 → 1:02
ናይ ደመንዝ መጀመርታ ብምባል።
1:03 → 1:06
እቲ ጺብቕ ዜና: ሓደ እዋን ብልክዕ
እንተ ተፈልጡ
1:06 → 1:09
ኢፒለፕሲ ኣብ ሽማግለታት ኣዚዩ ብጽቡቕ
ክእለ ይኽእል።
1:10 → 1:13
ንተወሳኺ ሓበሬታ www.epi.ch/tir